This could save your Life - እዚኣ ካብ ሞት ከተድሕነኩም ትክእል ኢያ
Просмотров: 64, 099 | Загружено: 4 год.
zomay channel
2, 242
Скачать
Всё видео пользователя: AM-zomay channel
Подробнее о видео
✅እዛ ማሽን ቀንዲ ስርሓ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛካ ካርቦን ሞኖክሳይድ ምስ ዝህሉ ብምዉጫጭ ብቅልጡፍ ትሕብረና።
✅ካርቦን መኖክሳይድ ብምርኣይ ይኩን ብምሽታት ከተለልዮ ዘይከኣል ሓደገ'ኛ ኣየር (ጋዝ) ኢዩ።
✅ካርቦን ሞኖክሳይድ ካብ ፈሓም , መስርሒ መግቢ ጋዝ ከምኡ’ውን ካብ መውዓዪ ማይ (boiler) ኢዩ ዝወጽእ
✅እንዳ ተንቀሳቀስና ብፍላይ ድማ ደቂስና ምስ ነስተንፍሶ (ንስሕቦ) ብቀስ ብቀስ እናጸቀጠና ከይተረድኣና ንሞት የቃልዓና
Похожие видео
Добавлено: 56 год.
Добавил:
Меню
Музыка
Фильмы
ТВ Шоу
Категории видео
© 2019-2021
This could save your Life - እዚኣ ካብ ሞት ከተድሕነኩም ትክእል ኢያ - RusLar.Me